ቤት ምኽሪ ምንስትራት ኢትዮጵያ ሎሚ ዓርቢ ኣብ ዘካየዶ መበል 34 ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ። ናይ 2017 ዓ\ም በጀት ፈደራል መንግስቲ ንዘላቒ ናይ ልምዓት ሸቶታት ንምፍጻምን ተጠባባቒ ...
ኣብ ክልል ትግራይ፡ ካብኡ ሓሊፎም’ውን ኣብ ኢትዮጵያ ኣዝዮም ስሙያት ስነ-ጥበበኛታት ከም ደረፍቲ፡ ተዋሳእቲን ሙዚቀኛታት ዘፍረየት “ሰርከስ ትግራይ” ኣብ ቀረባ ግዜ መበል 30 ዓመት ምምስራታ ...
France: U.S. President Joe Biden told Ukrainian President Volodymyr Zelenskyy that he apologizes to the Ukrainian people for ...
U.S. President Joe Biden held a bilateral meeting with Ukrainian President Volodymyr Zelenskyy in France Friday. Biden ...
At least 100 people were killed, and dozens were injured after the paramilitary Rapid Support Forces attacked a village in ...
ብውሑዱ ትሸዓተ የመናዊያን ሰራሕተኛታት ኤጄንስታት ሕቡራት ሃገራት ብዘይተነፀረ ኩነታት ብተዋጋእቲ ሑቲ ኣብ ቀይዲ ምእታዎም ሽሞም ክግለፀሎም ዘይደለዩ ሰበስልጣን እቲ ዞባ ንኣሶሴይትድ ፕረስ ገሊፆም። ...
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ ሃገራት ትሕቲ ሰሃራ ዞባታት ሳሕል ዑደት የካይድ ዘሎ ዝለዓለ ዲፕሎማት ሩሲያ ወታሃደራዊ ሓገዝ ከም ዝህብ ቃል ኣትዩ። ሞስኮ ኣብቲ ማዕድናት ብብዝሒ ዝርከቦ ኽፋል እቲ ኣህጉር ...
ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ትማሊ ሓሙስ ኣብ ኒው-ዮርክ ኣብ ዝገበሮ ምርጫ፡ ንሶማል ንናይ ክልተ ዓመት ግዜያዊ ኣባል ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ገይሩ መሪጹዋ። ሶማል ብሞዛምቢክ ተታሒዙ ዝጸንሐ ...
ኣብ ኣመሪካ ኣብዚ ሕጂ እዋን ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ፣ ኮሌጃትን ዩኒቨርስታትን ዝምረቕሉ እዋን እዩ። ኣቤል ሃይላይ ከበደ ብዓውዲ መጥባሕቲ ስኒ ካብ ዩኒቨርሲቲ ሜሪላንድ ዝተመረቐ ኽከውን ከሎ ኣቤል ...