ኣብ ክልል ትግራይ፡ ካብኡ ሓሊፎም’ውን ኣብ ኢትዮጵያ ኣዝዮም ስሙያት ስነ-ጥበበኛታት ከም ደረፍቲ፡ ተዋሳእቲን ሙዚቀኛታት ዘፍረየት “ሰርከስ ትግራይ” ኣብ ቀረባ ግዜ መበል 30 ዓመት ምምስራታ ...
ብውሑዱ ትሸዓተ የመናዊያን ሰራሕተኛታት ኤጄንስታት ሕቡራት ሃገራት ብዘይተነፀረ ኩነታት ብተዋጋእቲ ሑቲ ኣብ ቀይዲ ምእታዎም ሽሞም ክግለፀሎም ዘይደለዩ ሰበስልጣን እቲ ዞባ ንኣሶሴይትድ ፕረስ ገሊፆም። ...
ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ትማሊ ሓሙስ ኣብ ኒው-ዮርክ ኣብ ዝገበሮ ምርጫ፡ ንሶማል ንናይ ክልተ ዓመት ግዜያዊ ኣባል ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ገይሩ መሪጹዋ። ሶማል ብሞዛምቢክ ተታሒዙ ዝጸንሐ ...
France: U.S. President Joe Biden marked the 80th anniversary of D-Day on Thursday by saying “we will not walk away” from the ...
U.S. House Republicans issued criminal referrals against President Joe Biden’s son, Hunter Biden, and the president’s brother ...
ዶናልድ ትራምፕ ቤት ፍርዲ ኒው-ዮርክ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብኣልዕሊኦም በደል ከም ዝተፈፀመ ይገልፁ። ዳኛ ይግባይ ንኽብሉ እኹል ምኽኒያት ሂቡዎም ኣሎ። ...
ኣብ ኣመሪካ ኣብዚ ሕጂ እዋን ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ፣ ኮሌጃትን ዩኒቨርስታትን ዝምረቕሉ እዋን እዩ። ኣቤል ሃይላይ ከበደ ብዓውዲ መጥባሕቲ ስኒ ካብ ዩኒቨርሲቲ ሜሪላንድ ዝተመረቐ ኽከውን ከሎ ኣቤል ...
ኣብ ክልል ትግራይ ዝርኣዩ ፀገማት ፀጥታ ንኽፍትሑ ንድምጺ ኣመሪካ ርእይቶ ዝሃቡ ነበርቲ ፀዊዖም። ገለ ካብቶም ጎሊሖም ዝርኣዩ ዘለዉ ፀገማት፡ ስእነት ተሓታትነትን ኣብ እዋኑ ዘድሊ ስጉምቲ ...